ርእይቶ ህዝቢ ኣብ ምርጫ መፋርቕ ኣመሪካ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ህዝቢ ኣብ ምርጫ መፋርቕ ኣመሪካ

ሎሚ ሰሉስ መንፈቓዊ ምርጫ ኣመሪካ ንመናብር ላዕለዋይን ታሕተዋይን ባይቶ ኣመሪካ መን ይቆጻጸሮ ከቢድ ውድድር ኣሎ።

እዚ ምርጫ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ደሞክራት ተደራቢ ሓይሊ ክህቦ ወይ’ውን ንሰልፊ ርፓብሊካን መሪሕ ቦታ ክህቦም ወሳኒ’ዩ። ነዚ ዝካየድ ዘሎ ምርጫ ኣመልኪትና ንገለ ካብ መረጽቲን ኣብ መስመር ምሃብ ድምጺ ዝጽበዩ ዘለዉን ኣዘራሪብና ኣሎና፡