ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ኣብ ዓረብ ኢማራት ዑደት የካይዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ናብ ወሽመጥ ዓረብ ዝበጽሑ ቀዳማይ ሊቃነ ጳጳስ ብምኳን ትማሊ ሰንበት ዓረብ ኢማራት ኣትዮም። ልዑል ኣቡዳቢ ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ብዛዕባ ዑደት ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ኣብ ዝሃብዎ ቃል “ ኣነን መራሒ ዱባይን ምስ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ብምርኻብና ሕጉሳትን ኢና “ ኢሎም።