ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሰስ ኣብ ዒራቕ ምብጻሕ የካይዱ ኣለው

  • ተወልደ ወልደገብረኤል
    ዜና ቪኦኤ

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሰስ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ታሪኻዊ ምብጻሕ ኣብ ዒራቕ የካይዱ ኣለው።

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ባቕዳድ ቀዳማይ ሚንስተር ዒራቕ ምስ ሰበ-ስልጣናቱ ተቐቢሎሞም።

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ከተማ ናጃፍ ምስ መራሒ ሽዓ ኣያቶላ ዓሊ ሲስታኒ ክራኸቡ መደብ ኣለዎም።