ኣስመራ —
ሎሚ 23 ነሓሰ ኣብ ዝተገብረ ናይ ምድብ ክልተ ጸዋታታት ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ንታንዛንያ 2 ብ 0 ክትስዕራ ከላ ኡጋንዳ ንደቡብ ሱዳን ብፎርፌ ብምስዓር ክልቲኦም ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ሓሊፈን ኣለዋ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሩዋንዳን ኡጋንዳን ናብ ፍርቂ ፍጻሜ ትሕቲ 15 ዓመት ግጥም ሴካፋ ሓሊፈን