ቪድዮ ሩዋንዳ: 66 ኣብ መዳጎኒ ማእከል ሊብያ ዝጸንሑ ሓተቲ ዑቕባ ተቐቢላ መስከረም 27, 2019 Your browser doesn’t support HTML5 ብመሰረት ኣብ መንጎ ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ሩዋንዳን ዝተበጽሓ ስምምዕ 66 ካብቶም ብቐዳምነት ካብ ሊብያ ዝጣየሱ 500 ስደተኛታት ትማሊ ሩዋንዳ ኣትዮም ።