ረድኤት ዝፀዓና መካይን ናብ ትግራይ ከምዘይኣተዋ ተሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚንስትር ኮሚኒኬሽን ዶ\ር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ረድኤት ፅዒነን ናብ ክልል ትግራይ ተንቀሳቒሰን ዝተብሃላ መካይን ዕጡቓት ትግራይ ናይ ኣብዓላ መስመር ብምዕፃው ከፊቶምዎ ብዝበሉዎ ቶኽሲ ተመሊሰን ኣለዋ ኢሎም ።