ሞያ ምድንዛዝ ኣካላት፤ “ወትሩ ኣብ ተጠንቀቕ”
Your browser doesn’t support HTML5
ክኢላ ሓኪም መደንዘዚ ኣካላት ዶክተር ኤልሳ ኣብርሃ ተኽለ ንትምህርታን ፈለማ ናይ ኣመሪካ ህይወታን ብቐንዱ ድማ ምስቲ ሞያ ምድንዛዝ ኣካላት ዝተኣሳሰር ዕላል አካይድና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5