ምድላው ዘይቲ ብልዒ ኣብ ገዛ
Your browser doesn’t support HTML5
ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ንብረት ሸቐጣ-ሸቐጥ ደው ብምባሉ፡ ንህይወት ዜጋታት ብኸቢድ ደኣ ይጽሎ’ምበር፡ ካልኦት ከኣ ነቲ ሽግር ንምፍታሕ ኣብ ምብልሓት ይርከቡ። ሓደ ናይዚ ኣብነት ባዕሉ ኣብ ገዛኡ ዘይቲ ብምድላው ንስድራኡን መቕርቡን ዝኽእል ዘሎ ኣይተ ኣስገዶም ተወልደ ኢዩ።
Your browser doesn’t support HTML5