“ምእንቲ ውጹዓት ምጥባቕ ኣማራጺ ዘይኰነስ ግዴታ’ያ” ቨሮኖካ ኣልመዶም

Your browser doesn’t support HTML5

“ምእንቲ ውጹዓት ምጥባቕ ኣማራጺ ዘይኰነስ ግዴታ’ያ” ቨሮኖካ ኣልመዶም

ቨሮኒካ ኣልመዶም ኣብዚ ወርሒ’ዚ ካብ ዝተረቝሑ 36 መንእሰያት ኤውሮጳ ትካል መሪሕነት ኦማባ ሓንቲ’ያ። ቨሮኒካ ኣብ ፈደራላዊ መንግስቲ ስዊዘርላንድ ኣባል ኮሚሽን ጉዳያት ስደተኛታት’ውን ኢያ። ብዛዕባ ብትካል መሪሕነት ኦባማ ዝተገብረ ምርጫን ካልእ ስራሓታን ኣዘራሪብናያ ኣሎና ።