ቪድዮ ምትግባር ምሽፋን ኣፍን ኣፍንጫን ኣብ ከተማ መቐለ ሓምለ 29, 2020 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ከተማ መቐለ ኣፉን ኣፍንጭኡን ብመጎልበቢ (ማስክ) ምሽፋን ግድን እዩ ተባሂሉ:: ኣብ ከተማ መቐለ ኩሉ ሰብ ግድን ማስክ ክገብር ከምዘለዎ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተወሰነ ኮይኑ ኣብታ ከተማ እቲ ውሳነ ኣብ ምትግባር እዚ ይመስል