ምብጻሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ

ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ፣ ትማሊ ሶኑይ ንቀንዲ ቤት ጽሕፈት ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ (ቪኦኤ) ተዓዚቦም። ኣብ ጻኒሕቶም "ብዛዕባ ፈነወ ድምጺ ኣሜሪካን ፍሉይነት ኣሜሪካን ኣጉሊሆም"ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ምብጻሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ድምጺ ኣሜሪካ