ምስጋር ድርብ መስመራ፤ ጸላም፡ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና

Your browser doesn’t support HTML5

ምስጋር ድርብ መስመር፤ ጸላም፡ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና

ምስጋር ድርብ መስመራ፤ ጸላም፡ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና

ምምራሕ ዓበይቲ መካይን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነባሮ ሰሜን ኣመሪካ ቅልጡፍ ስሕበት ፈጡሩ ዘሎ ሞያ’ዩ። ምዝዋር ዓበይቲ መካይን ዝበዝሕ እዋን ሰብኡት ዝዋፈሩሉ ዓውዲ ደኣ ይጽናሕ እምበር፡ ነዚ ውሱን ክመስል ዝጸንሐ ሞያ ዝሰግራ ደቀንስትዮ’ውን ኣለዋ። ኣበባ ጥዑማይ ሓንቲ ካብኣተን’ያ።