ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ፥ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ  ምርጫ ናይ ምክያድ ሕቶ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ፥ ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ምርጫ ናይ ምክያድ ሕቶ ብክልተ ምኽንያታት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ቦርድ ምርጫ ነቲ ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ሕቶ ከምዘይቅበሎ ዘፍልጠ፥ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ`ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ፥ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ  ምርጫ ናይ ምክያድ ሕቶ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ