ዋሽንግተን —
ብምኽንያት ጽባሕ ዓርቢ ዝዝኸር መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፡ ናይ ካርኒቫል ምርኢት ተኻይዱ ኔሩ።
እቲ ምርኢት ንዝሓለፈ ሰንሰለት ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራን፡ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ዝተፈጥረ ናይ ሰላም ሃውህውን ዘንጸባርቕ ከም ዝነበረ፡ ኣቶ እንድርያስ ኣስመሮም፡ ኣቦ-መንበር ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት ዞባ ማእከል ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ምርኢት ካርኒቫል ንዝኽሪ መበል 28 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ