ዋሽንግተን —
ሰንበት 18 መስከረም 2001 ኣብ ኤርትራ ጋዜጣታት ብሕቲ ዝተዓጽዋሉን ላዕለዎት ፖለቲካውያን መራሕቲ ዝተኣስሩሉን ዕለት’ዩ። ነዚ ኣጋጣሚ ምርኵስ ብምግባር ሎሚ ኣብ ዩኒቨርስቲ በርክሊ ካሊፎርኒያ ሜሮን ሰመዳር ምስ ፐን ኤርትራ ብምትሕብባር ናይቶም እሱራት ጋዜጠኛታት ስእላዊ ምርኢት የካይድ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ምርኢት ስእሊ ንዝኽሪ እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ