ዋሽንግተን —
ምምሕዳር ባይደን ዘለዎ ሓድሽ ፖሊሲ ኣፍሪቃ ምምስራት ማዕርነት ክፉት ማሕበረሰብን ዲሞክራሲን ምትብባዕን ናብ ሕውየት ለበዳን ለውጢ ኸሊማን ገጽካ ምስራሕን እዩ። ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ቀረባ ኣብ ኣፍሪቃ ዘካየድዎ ዑደት ነዞም ዕላማታትን ሓድሽ ዝምድና ኣመሪካን ልዕሊ 50 ሃገራት እታ ኣህጉርን ጸቂጦም ክገልጹ ቀንዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ማዕርነት ዝተሞርከሰ ሓድሽ ፖሊስ ንኣፍሪቃ የቕርብ