ምምሕዳር ባይደን ሃገሮም ናብ ውድብ ጥዕና ዓለም ከምትምለስ ኣፍሊጦም

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ፈላማይ ናይ ስራሕ መዓልቶም ንሃገራዊ ወፍሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምላሽ ዝህብ ምስ ክታበትን ምምርመራን ዝተተሓሓዙ ብርክት ዝበሉ ምምሕዳራዊ መምርሕታት ዘርጊሖም ።

ከምኡ'ውን ምምሕዳሮም ናብ ትካል ጥዕና ዓለም ምምላሱን ንድኻ ሃገራት ሓዊሱ ክታበታት ኮረና ቫይረስ ፍትሓዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምብፃሕ ዘተሓባብር ዓለምለኸ ርእሰ ተበግሶ ንዘለዎ ኮቫክስ (COVAX) ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ምምሕዳር ባይደን ሃገሮም ናብ ውድብ ጥዕና ዓለም ከምትምለስ ኣፍሊጦም