ምምላስ ካብ ምዕራብ ጉጂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ጉጂ ኣብ መንጎ ተወላዶ ኦሮሞን ተወላዶ ጌድኦን ብዘጋጠመ ግጭት ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም፡ ምዝንባል እዞም ዜጋታት ኣብ 2018 ዘጋጠመ ዝከፍአ ምዝንባል ዜጋታት ምዃኑ ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን እዞም ተመዛበልቲ ናብ መንበሪኦም ክምለሱ ጀሚሮም ኣለው።