▶ምልሶት፤ ማሞ ኣፈታ ናብ መጋድልቱን ብጾቱን

Your browser doesn’t support HTML5

ቅድሚ ሕጂ ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኑ ዝነበረ ማሞ ኣፈታ፡ መጽሓፉ ንምምራቕን ናብ ዝተቓለሰሉ ቦታታት ንምብጻሕን ናብ ኤርትራ ከይዱ ቀንዩ። ማሞ ኣቐዲሙ ወታሃደር ደርግ ነይሩ ድሕሪ ምምራኹ ምስ ህዝባዊ ግንባር ቃልሱ ዝቐጸለን ምስ ተጋዳሊት ብጸይቱ ሓዳር ዝመሰረተን’ዩ።