ምልሶት፤ ማሞ ኣፈታ ናብ መጋድልቱን ብጾቱን

Your browser doesn’t support HTML5

▶ምልሶት፤ ማሞ ኣፈታ ናብ መጋድልቱን ብጾቱን

ቅድሚ ሕጂ ጋሻ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኑ ዝነበረ ማሞ ኣፈታ፡ መጽሓፉ ንምምራቕን ናብ ዝተቓለሰሉ ቦታታት ንምብጻሕን ናብ ኤርትራ ከይዱ ቀንዩ።

ማሞ ኣቐዲሙ ወታሃደር ደርግ ነይሩ ድሕሪ ምምራኹ ምስ ህዝባዊ ግንባር ቃልሱ ዝቐጸለን ምስ ተጋዳሊት ብጸይቱ ሓዳር ዝመሰረተን’ዩ።

ናይ ኣስመራ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ምምራቕ እቲ መጽሓፍ ብምርካብ፡ ንደራሲን ካልኦት ናይ ቃልሲ ብጾቱን ኣዘራሪቡ ኣሎ።