ምህዞ ንምቅላል ጸገማት ሕብረተሰብ ንምውዓል

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ምስ ንሓያሎ ምሩቓት ኮምፒዩተር ሳይንስ ብቐጥታ ምስ ሕብረተሰብ ዝተኣሳሰር ፕሮጀክታት ክሰርሑ ዓቢ ኣበርኽቶ ምስ ዝገብር ዘሎ ኣብ ኮለጅ ምህንድስናን ሳይንስን ማይ-ነፍሒ ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር ኣብቲ ኮለጅ ዝርከብ ማእከል ምርምርን ምህዞን ድማ ዳይረክተር ዝኾነ ዶ/ር የማነ ቀለታ ።