ማእከል ጥዕና ዓብይ-ዓዲ ኣብ መንቀራቕሮ

ማእከል ጥዕና ሳምረ- ክልል ትግራይ

ማእከል ጥዕና ዓብይ-ዓዲ ንኣስታት 30-ሽሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ጥዕና እትህብ ዝነበረት ማእከል፡ ተወሳኺ 50-ሽሕ ተመዛበልቲ ተወሲኾማ ኣብ ምንታይ ኩነታት’ኮን ትህልው ንዝብል ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ናብቲ ቦታ ተጓዒዙ ኣሎ ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ማእከል ጥዕና ዓብይ-ዓዲ ኣብ መንቀራቕሮ