▶ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይ ኣባላቶም ንምድሓን ይጽውዑ
Your browser doesn’t support HTML5
ምስ ምውልዕ ኲናትን ምቍራጽ ኣገልግሎታት መድሃኒትን ናብ ክልል ትግራይ፡ ምስ ኤ.ች.ኣይ.ቪ ቫይረስ ዝነብሩ ዜጋታት ብሰንኪ ምቍራጽ መድሃኒት ክሳብ ናብ ጸበል ምጥቃምን ግዜኡ ዝሓለፎ መድሃኒት ምውሳድን በጺሕና ይብሉ።
Your browser doesn’t support HTML5