መቐለ —
ኣብ መቐለ ዝርከቡ ማሕበር መንእሰያት ኬብሮን፡ ምስ ኲናት ትግራይ እናበኣሰ ዝመጸ ስእነት ቀረባት ተጻዊሮም ንጽጉማት ስድራቤት ኣብ ምሕጋዝ ይርከቡ። እዞም ብቐዋምነት 20 ስድራቤታት ዝሕግዙ ዘለዉ ማሕበር፡ ሓያሎ ግብረ-ሰናያዊ ንጥፈታት’ውን የካይዱ’ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5
ማሕበር ተራድኦ ኬብሮን መቐለ:ካብቲ ዘየሎ የከናውኑ