ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስጥራዊ ዝብል ምልክታት ዘለዎም ሰነዳት ኣብ ገዝኦምን ቤት ፅሕፈቶምን ምርካቡ ምስተገልፀ ሚንስትሪ ፍትሒ ምርመራ የካይድ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሚ/ፍትሒ ኣብ መንበሪ ገዛ ፕረ. ባይደን ዝተረኽበ ሰነዳት የጻርይ ምህላው ይሕብር