ቪድዮ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ዝርግሐ ዝናብን ዘራእትን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ ገሊጹ ነሓሰ 29, 2022 ብርሃነ በርሀ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሰነ ዝጀመረ ዝናብ ክረምቲ፡ብዓቐንን ዝርግሐን ጽቡቕ ብምንባሩ ዘራእቲ ክራማት ኣብ እዋኑ ተዘሪኦም ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ገሊጹ።