ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ባህርያዊ ጸረ-ባልዕን ጸረ-ሕማማትን የተኣታቱ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ባህርያዊ ጸረ-ባልዕን ጸረ-ሕማማትን የተኣታቱ

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓረስቶት ብቐረባ ክረኽቡዎ ዝኽእሉን ውሕስነት ዘለዎን ባህርያዊ ጸረ-ባልዕ የተኣታቱ ከም ዘሎ ኣብ ሚንስትሪ ሕርሻ ሓላፊት ምክልኻል ቡቕሊ ወ/ሮ ልኡላ መኮነን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢራ።

እቲ ባህርያዊ ጸረ-ባልዓት ንምድላዉ ቀሊልን ብንኡስ ዓቕሚ ሓረስቶት ክዳሎን ዝኽእልን ዝኾነ ኣሉታዊ ሳዕቤን ዘይብሉን ብምዃኑ ዝያዳ ተመራጽን ኣድማዕን ከምዝኾነ ወ/ሮ ልኡላ ወሲኻ ኣረዲኣ።