ሚንስተር ፋይናንስ ፈረንሳ ብሩኖ ለ ማር ሎሚ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ዑደት የካይዱ ኣለው

Your browser doesn’t support HTML5

ሚንስትር ፋይናንስ ፈረንሳ ብሩኖ ለ ማር ምስ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ተራኺቦም ተዘራሪቦም። ኣብቲ ርክብ ሚንስትር ለ ማር ነቲ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ሃገራት ዘሎ ቁጠባዊ ምትሕብባር ንምሕያል ዘለዎም ድልውነት ገሊጾም። ሚንስትር ለ ማረ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ዘሎ ዝምድና'ውን ኣብቲ አጋጣሚ ንኢዶም ኣለው።