ሚኒስትራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ኢትዮጵያን ኣብ ሞስኮ ሩስያ ተራኺቦም ተዘራሪቦም

Your browser doesn’t support HTML5

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን ትማሊ ረቡዕ ኣብ ሞስኮ ሩስያ ተራኺቦም ተዘራሪቦም