ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣቶ ገዱ አንዳርጋቸው ምስ ናይ ኣሜሪካ ሚ/ጉ/ወጻኢ ማይክ ፖምፐይ ኣብ ዋሽንግተን ተራኺቦም፡ተዘራሪቦም

Your browser doesn’t support HTML5

ክልቲኦም ሰበ ስልጣን ንክልቲኣን ሃገራት ኣብ ዘገድሱ ዛዕባታት ከምዝተዘራረቡ’ውን ተገሊጹ’ሎ።