ዋሽንግተን —
ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ናብ ማእከላይ ምብራቕ ዝገበሮ ቀዳማይ ዑደት ዛዚሙ።
ምቁራጽ-ተኹሲ ወሽመጥ ቓዛ ንምሕጋዝ ዓሊሙ ናብቲ ዞባ ዝተንቀሳቐሰ ብሊንከን፥ ምሕዝነት ንምድልዳልን በቲ ግጭት ንዝተጎድኡ ስባት ረድኤት ንምሃብን ዘካተተ'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሚ/ጉ/ወ ኣሜሪካ ኣብ ምቁራጽ ተኹሲ እስራኤልን ፍልስጤምን ብተወሳኺ ኣብ ምድልዳል ምሕዝነትን ከምዝሰርሑ ተሓቢሩ