ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ንኣኼባ ውሕስነት መግቢ የተኣናግዱ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ን ኣኼባ ውሕስነት መግቢ የተኣናግዱ

ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ነቲ ኣብ ጎና ጎኒ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንዝካየድ ዘሎ ኣኼባ ውሕስነት መግቢ የተኣናግዱ ካብ ዘለው ሓደ ብምዃን ይመርሕዎ'ለዉ።

ደርቂ ዓለምለኸ ምንሃር ዋጋ ሃለኽቲ ኣቁሑት ጽልዋ ኮቪድ19ን ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ብዙሓት ሃገራት ንጥምየት ምኽንያት ክኸውን ከም ዝኽእል ሰበ ሰልጣን ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቆም ኣለዉ።