ሚ/ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ መተከልን ክልል ትግራይን ሰብኣዊ ሓገዝ ይበጽሕ ምህላው ገሊጹ

  • ዜና ቪኦኤ
    በትረ ስልጣን

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ውግእ፣ ኣብ መተከል ድማ ብሰንኪ ዝተፈጸሙ መጥቃዕታት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ይበጽሐሎም ከምዘሎ ሚኒስትሪ ሰላም ኢትዮጵያ ገሊጹ።

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 2 ሚልዮን ዜጋታት ረድኤት ከምዘድልዮም ተገሊጹ ኣሎ። ሚኒስትር ሰላም ሙፈርያት ካሚል፣ ግብረ መልሲ ህጹጽ ጉዳይ ኮሚቴ ሚኒስትራት ብዛዕባ ተፈጺሞም ዝብሎም ስራሓት ንመሓውራት ዜና መግለጺ ሂቡ፣ ትምህርት ኣብ ዝተቋረጸሎም ከባቢታት ንምቅጻል ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢረን ኣለዋ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሚ/ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ መተከልን ክልል ትግራይን ሰብኣዊ ሓገዝ ይበጽሕ ምህላው ገሊጹ