ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ህሉዊ ዝርጋሐ ዋጋታትን ቀረብን ብምጽናዕ ክዝርግሕ ጀሚሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኤርትራ ሰሙናዊ ዋጋታት ብምእካብ፡ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ምጽናዕ፡ ምዝርጋሕን ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።
Your browser doesn’t support HTML5