ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ህሉዊ ዝርጋሐ ዋጋታትን ቀረብን ብምጽናዕ ክዝርግሕ ጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ብምጽናዕ ክዝርግሕ ጀሚሩ

ሚንስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ኤርትራ ሰሙናዊ ዋጋታት ብምእካብ፡ ህልዉ ዝርግሐ ዋጋታትን ቀረብን ምጽናዕ፡ ምዝርጋሕን ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ።