መጽሓፍቲ ህጻናት ትግርኛ ብኸፈር

Your browser doesn’t support HTML5

መጽሓፍቲ ህጻናት ትግርኛ ብኸፈር

ደራሲት ራሄል ኣስገዶም ዘርአ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ፡ 16 ናይ ህጻናት መጽሓፍቲ ብትግርኛ ናብ ኣንበብቲ ዘርጊሓ ኣላ። ንዕኡን ካልእ ተዛማዲ ኣርእስቲን ዝምልከት ኣዘራሪሪብናያ አለና።