መግፈፊ ዓሳ ሰክዔት ብምስራሕ ትናበር ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ

Your browser doesn’t support HTML5

ወ/ሮ ኣሚና መሓመድኑር ኣብ ሕርጊጎ እትነብር ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ’ያ።ኣብ ምስራሕ መገፈፊ ዓሳ ሰክዔት ምስራሕ ቅድሚ ምውፋራ ዝኾነ ሞያ ከምዘይነበራ ትዛረብ ኣምና ሚንስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝፈጥረላ ስልጠና ምስራሕን ምዕራይን መግፈፍ ዓሳ ሰኪዔት ፡ሂወታ ከምዝተቐየረ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪባ።