መግለጺ ጋዜጠኛ እስክንድር ነጋ ብጉጅለ መንእሰያት ተዓናቒፉ

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ጋዜጠኛ እስክንደር ነጋ ባንዴራ ኢትዮጵያ ብዝሓዙ ጉጅለ መንእሰያት ዝተዓነቐፈ ኮይኑ እቶም መንእሰያት ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ዓሌታት ውጥረት ኣለዓዒሉ’ዩ ክብሉ’ውን ከሲሶም ኣለው።ንሱ ብወገኑ መንግስቲ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ምቕታል ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ንነቐፍቲ ንምእሳር ይጥቐመሉ ኣሎ ይብል።