መግለጺ ጉባኤ ጸለምቲ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኣብ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ

  • በትረ ስልጣን

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ይካየድ ዝነበረን ዝተጓተተን ልዝብ ግድብ ዓብዪ ህዳሴ ኢትዮጵያ፥ ብሰላማዊ ኣገባብ ንክቕጽል፥ ኮንግረሽናል ብላክ ካውከስ ተባሂሉ ዝፍለጥ፥ ጉባኤ ጸለምቲ ባይቶ ኣሜሪካ ጸዊዑ።

ጉባኤ ጸለምቲ ኣባላት ባይቶ ኣብ ዝጸውዖ መግለጺ ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ወገናትን`ውን፣ ጸግዒ ንከይሕዙ አዘኻኺሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ጉባኤ ጸለምቲ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኣብ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ