መግለጺ ዶ/ር ደብረፅዮን ኣብ ህሉዊ ኵነታት: ዘተ-ሰላም፡ ሓገዝን ውክልና ህወሓትን

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፡ ንህሉዊ ኵነታት ኣመልኪቶም ምስ ማዕከናት ዜና እቲ ክልል መብርሂ ሂቦም።