መግለጺ ዶ/ር ደብረጽዮን ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለጺ፡ ንኣንፈታት ሰላምን ህሉዊ ኩነታትን ኣመልኪቶም’ውን ጠቒሶም ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5