መግለጺ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ዘይምስፋሕ ምህዳር ፖለቲካ እዩ ክብል ኣብቲ ክልል ዝንቀሳቐስ ተቓዋሚ ውድብ ባይቶና ዓባይ ትግራይ ገሊፁ::  እቲ ውድብ ኣብ ትግራይ ናይ ወፃኢ ሓይሊ ናይ ምክልኻል ስራሓቲ ይፍፀም ከምዘሎ: ውሽጣዊ ፀገማት ንምፍታሕ እውን ጠመተ ክግበር ይግባእ ኢሉ::