መግለጺ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓን ወሃብ-ቃልን ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንህሉዊ ምዕባለታት ኣመልኪቱ፡ ትማሊ ሓሙስ፡ ንማዕከናት ዜና እቲ ክልል ጋዜጣዊ መብርሂ ሂቡ ነይሩ። ኣቶ ጌታቸው ንዝተኣጓገለ ዘተ-ሰላም ኣመልኪቱ’ውን ተዛሪቡ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5