ቪድዮ መግለጺ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ቤንሻንጉል ዝተፈጸመ ቅትለት መጋቢት 14, 2022 Your browser doesn’t support HTML5 ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ሬሳታትን ሓደ ሰብ ብህይወቱን ብሓዊ ከምዝተቓጸሉ ምርግጋጹ ብምምልካት፡ ነቲ ተግባር ኣትሪሩ ኮኒኑ ኣሎ።