ባህርዳር —
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ቦታታት ናይ ምሓዝን ምስዳድን ዘይኮነስ ጉጅለ ኣሸባሪ ሙሉእ ብሙሉእ ብምድምሳስ ተለኣኣኽቱ ድማ ደጊሞም ስግኣት ኢትዮጵያ ዘይኾንሉ ኩነታት ንሓዋሩ ንምፍጣር እዩ ክብል መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ።
Your browser doesn’t support HTML5
መግለጺ ክልል ኣምሓራ