ሃገረ ስብከት መቐለ ንመልእኽቲ ፓትርያርክ ዝድግፍ መግለጺ ኣውጺኡ

ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ሃገረ ስብከት መቐለን ማሕበር ምሩቓት ነገረ መለኮት ትግራይን ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝሓለፈ መልእኽቲ ከምዝድግፍዎ ኣብ ዘውፅእዎ መግለጺሓቢሮም::

እቲ መግለፂ 'ምፅናት ዓሌት' ይፍፀም ኣሎ ተባሂሉ በቶም ፓትሪያሪክ ዝተገለፀ ይፍፀም ካብ ዘሎ እቲ ዝተወሰነ እዩ ኢሉ::

ኣብ ዝሓለፈ ሶኑይ ዋና ፀሓፊ ሲኖዶስ እታ ቤተክርስቲያን ብፁእ ኣቡነ ዮሴፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ መልእኽቲ እቶም ፓትርያርክ ንሲኖዶስ ኣይውክልን ኢሎም ነይርም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሃገረ ስብከት መቐለ ንመልእኽቲ ፓትርያርክ ዝድግፍ መግለጺ ኣውጺኡ