መግለጺ ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ዓመት ስምምዕ ሰላም ኢትዮ- ኤርትራ

ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ”ኤርትራ ካብ ሰሃሮ ውግእን ወረ ውግእ ተገላጊላ፡ኣብ ሰላማዊ ምህናጽ ከተድህብ ባብ ዘርሓወ ስምምዕ’ዩ” ክብል መንግስቲ ኤርትራ ብ9 ሓምለ,2020 ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ።

ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዝተጀመረ ስምምዕ ሰላም ብሰንኪ ውሽጣውን ዞባውን ሓይልታት ዝፈጥርኦ ተጻብኦታት ከም’ቲ ተስፋን ትጽቢትን ዝተገብረሉ ከምዘይሰጎመ እቲ መግለጺ ከም ምኽንያት ኣቕሪብ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ዓመት ስምምዕ ሰላም ኢትዮ- ኤርትራ