መቐለ —
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርስቲታት ዝተመደቡ ተወለድቲ ካልኦት ብሄር ዝኾኑ ተማሃሮ ካብ ሕደ ስድራ ናብ ካልእ ስድራ ይመፅኡ ከምዘለዉ ክስመዖም ይግባእ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ተዛሪቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
መግለጺ ምክትል ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ምጅማር ላዕዋይ ደረጃ ትምህርቲ
ንሶም ሎሚ ንመራኸቢ ብዙሃን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኣብ ትግራይ ዘመነ ትምህርቲ እዚ ዓመት ሰላማዊ ብዝኾነ መንገዲ ክዛዘም መንግስቲ ምስ ህዝቢ ሓቢሩ ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
መግለጺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳት ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ምጅማር ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ