መግለጺ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኣብ ኣክሱም ዩኒቨርሲቲ ዘጋጠመ ግጭት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣክሱም ኣብ ሞንጎ ተምሃሮ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሓደ ተምሃራይ እንትሓልፍ ካልኦት ቁፅሮም ዘይተፈለጠ ሰባት ድማ ቆሲሎም:: ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ ኣማስዮም ኣብቲ ጉዳዩ ጠሚቱ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ህይወት ሓደ ተምሃራይ ምሕላፉ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም::