መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ

ኪኢላታት ግብጺ ኣብ ልዕሊ ዓብዪግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ኣማእኪሉ ዝካየድ ስሉሳዊ ልዝብ ከመይ ይቀጽል ንዝብል ዝቀረበ ሰነድ ነጺጎምዎ።

አብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ናይ ዶብ ጎንጺ ሎሚ’ውን ብሰላማዊ መንገዲ ጥራይ ክፍታሕ መርገጺ መንግስቲ እዩ ክብሉ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣፍሊጦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ